USAID DEC
181 pages

Abstract
ትግርኛ 5ይ ክፍሊ ኣብ ሕድሕድ ምዕራፍ ዝቐርብ ትሕዝቶታት ትምህርቲ ንኹሎም ክእለታት ቋንቋ ብዘማዕብሉሉ መንገዲ ተዋዲዶም ኣለዉ። ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ርእስታትን እውን ምስቶም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ባእታታት ተወሃሂዶም ቀሪቦም እዮም። እዚ ማለት፣ • ዛዕባታትን ርእስታትን ምዕራፋት ክእለታት ንባብ፣ ፅሕፈት፣ ዝርርብን ምድማፅን ንምስትምሃር ንዝቐርብ ፍልጠትን ክእለትን መትኒ ኮይኖም የገልግሉ፤ • ኣብ ኩሎም ትሕዝቶታት ትምህርቲ ዓበይትን ንኡሳትን ክእለታት ቋንቋ ተሳንዮም ቀሪቦም ኣለዉ። ሕድሕድ ምዕራፍ መፅሓፍ ተምሃራይን መምርሒ ንመምህርን ንሰለስተ ሰሙን ኣብ ዝቐርብ ትምህርቲ የድህብ። ሕድሕድ ሰሙን ድማ ናይ ባዕሉ ሰሙናዊ ርእስን ፅሑፍን ኣለዎ። እዚ ማለት፣ ሰ
Connected topics
Classification
USAID DEC