USAID DEC
184 pages

Abstract
ትግርኛ 7ይ ክፍሊ ትሕዝቶ ኣጠቓቕማ መምርሒ ንመምህር እዚ መምርሒ ንመምህር ኣካል እቲ ተምሃሮ ብቋንቋ ትግርኛ ብዝግባእ ምድማፅ፣ ምዝራብ፣ ምንባብን ምፅሓፍን ንኽመልኩ ተመሓይሹ ዝተዳለወ መርሃ ትምህርቲ እዩ። ምድላው መፅሓፍ ተምሃራይን መምርሒ ንመምህርን፣ ተምሃሮ ክእለታት ንባብን ፅሕፈትን ከመይ ክመልኩ ከምዝኽእሉ ኣንፈት ካብ ዘርእዩ መፅናዕትታትን ውፅኢታውያን ኣገባብ ኣመሃህራን ቋንቋ መሰረት ዝገበሩ እዮም። እዚ መምርሒ ንመምህር፣ ሓበሬታታት መሰረተ ሓሳባት ምድላው መርሃ ትምህርቲ፣ ኣቀራርባታትን መይላታትን ምስትምሃር ዝሓዘ እዩ። ስለዝኾነ፣ ኣብ ሰለስተ ሰሙን ንዝቐርቡ ዝተፈላለዩ ባእታታት ትሕዝቶ ትምህርቲ ሓደ ምዕራፍ ነንሕድሕዶም ንፁራት ኣገባባት ኣመሃህራ ኣለ
Connected topics
Classification
2019USAID DEC